🏆 Eritrean Cities Club League – Netherlands 2026! ⚽
🏆Nay Eritrea Ketematat Xewta Ab Nederland(Holland) ⚽
🏆ናይ ኤርትራ ከተማታት ጸውታ ኣብ ነዘርላንድ (ሆላንድ) 2026 ⚽

Coaches List
ኣሰልጠንቲ

No coaches registered yet

📱 NahomApp website መስርሒ ኣጎልጉሎት 📱

(ን ቤት መግብን መስተን)Restaurant Websites

  • ✅(ብ online ዝርዝር መግብታት ምስ ምስ ዋግኡ) Online Menu System
  • ✅(ናይ ቆጸራ መትሓዚ ብ online) Table Reservation
መርእዩ ናይ ኣብነት ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ ኣብነት ኣብዚ ጠውቑ

ናይ ካልእ ዝተፈላለዩ Business Websites

  • ✅ (ናይ ንብረታት መሕበሪ)Product Catalog
  • ✅(ናይ ቆጸራ መትሓዚ) Appointment Booking
መርእዩ ናይ ኣብነት ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ ኣብነት ኣብዚ ጠውቑ

ናይ እንዳ ቀምቃማይን መሻጢትን Salon Websites

  • ✅(ናይ ትሰርሕዎ መርኣዩ) Service Portfolio
  • ✅(ናይ ቆጽራ መትሓዚ) Online Booking
  • ✅(ናይ መቀምቀሚ/መመሽጢ ዋጋታት) Prices
መርእዩ ናይ ኣብነት ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ ኣብነት ኣብዚ ጠውቑ

💰 (ፍሉይ ምጉዳል ን መንእሰያት ኤርትራውያን ትካላት ዘለኩም)Special Offer for young Eritrean Businesses 💰

📞 ን ዝይዳ ሓበሬታ Contact Us Today! 📧

📌 ካባብና ናባና

Referees List
ድያኑ

Ref 1
Dejen
Ref 2
kebreab
Ref 4
Jaber
Ref 3
Eyob
Ref 5
Mussie
Ref 6
Meron

📜 Official Rules & Regulations 2026

📜 ሕግታት ጸወታ 2026

🎯 ዕላማ ናይ እዚ ሊግ

ኤርትራውያን እብ ሆላድ ኢዚ ይመስል። ካብ ዝኾነ ይኹን ፓሎቲካ ጸግዒ, ዓልት ናጻ ኮይኑ, መንእሰያትና ብስፓርታዊ ስነ ምግባር ተሃኒጾም ምስ ሕብረተሰባም ንምርካብ እዬ።

ካብዚ ወጻኢ ዝኾነ ምኽንያት ክዎህቦ ኣይግብኣን እዩ።

🚫 ኣጠቓቕማ
1️⃣ ኣብዚ ውድድር ዝከነት ዓይነት ባንዲራ ሒዝካ ምምጻእ ኣይፍቀድን።
🟨 ካርድ
2️⃣ ቀይሕ ብጫ ኣሎ: ሓደ ተጻዋታይ ብ 2 ብጫ ቀይሕ ምስ ዝወስድ 1 ጽወታ ይቅጻዕ። ብቀጥታ ቀይሕ ምስ ዝወስድ ከኣ 2 ጽወታ ይቅጻዕ።
💰 ቅጽዓት
3️⃣ ብክልተ ብጫ ቀይሕ ምስ ትወጽእ €25 ትቅጻዕ። ብቀጥታ ቀይሕ ምስ ትወጽእ €50 ትቅጻዕ።
⚠️ ምጥሓስ
4️⃣ ዝኮነ ሰብ ምስ ዳኛ ወይ ምስ ተጻወቲ ምስ ዝጻረፍ ቀይሕ ካርዲ ይወሃብ። ን ዳኛ ምስ ዝድሃርም ድማ ካብዚ ሊግ ይእለ።
👤 መዝገብ
5️⃣ ሓደ ተጻዋታይ ምስ ሓንቲ ጋንታ ጥራይ ዩ ዝጻወት።
👥 ጋንታ
6️⃣ ሓንቲ ጋንታ 26 ተጻወትቲ መዝጊባ ተረክብ።
💳 መመዝገቢ
7️⃣ ኩለን ጋንታታት መዝገቢ ይከፉላ।
⚠️ ምጥሓስ
8️⃣ ዝኮነት ጋንታ ዘየመዝገበቶ ተጻዋታይ ምስ ተጻዉት ፎርፍይት ትሳዓር።
⚽ ሕግታት ጸወታ
9️⃣ ሓደ ተጻዋታይ ናብ ወዲ ጋንትኡ ፓስ እንተ ሂብዎ ሓላዊ ልዳት ብኢድ ክሕዛ ኣይፍቀድን።
📝 ሪጎለ
🔟 ሓንቲ ጋንታ ኣብ ሞንጎ ጸወታ ሪጎለ እንተ ረኺባ ተረፍ መርዓት ኣሎ።
🔄 ምቅያር
1️⃣1️⃣ ሓንቲ ጋንታ 8 ተጻወቲ ክትቅይር ይፉቀዳ። ሓደ ተቀየሩ ዝወጸ ተጻዋታይ ደጊሙ ክኣቱ ኣይፈቀድን እዩ።
⏰ ግዜ
1️⃣2️⃣ ሓንቲ ጋንታ ልዕሊ 15 ደቂቅ ዶንግያ እንተ መጽያ ፎር ፋይት ትሳዕር።
👥 ተጻወቲ
1️⃣3️⃣ ሓንቲ ጋንታ ትሕቲ 8 ተጻወቲ ሒዛ እንተ መጽያ ፎር ፋይት ትሳዕር።
⚽ Free Kick
1️⃣4️⃣ Free kick ኣብ ዝቅላዕሉ ግዜ keeper ነጻ ንገድፎ።
🛡️ መጋህጫ
1️⃣5️⃣ ዝኾነ ተጻዋታይ ብዘይ መጋህጫ ክጻወት ኣይፍቀዶን። ነዚ ከማልእ እንተዘይከኣለ ብብጫ ካርድ ተዋሂቡ ደገ ብምውጻእ የማልእ።
⚠️ ሓጺን ጫማ
1️⃣6️⃣ ዝኾነ ተጻዋታይ ሓጺን ጫማ ጌሩ ክጻወት ኣይፉቀድን። ምስ ዘጋጥም ብቀይ ካርድ ይዉሃብ።
👕 ማልያ
1️⃣7️⃣ ⁠ ነፉሲ ወከፍ ተጻዎታይ ናቱ መለለይ ቁጽሪ ማልያ ይክደን።
👕 ጎል ድሕሪ
1️⃣8️⃣ ጎል ምስ ዘተካ ማልያ ምስ ተውጽእ ብጫ ካርድ ይዉሃብ።
👨‍⚖️ ትፈዞ
1️⃣9️⃣ ትፈዞ ካብ ሜዳ ከይወጹ ዳኛ ጸወታ ክጂምር ኣይፉቀድን።
👨‍⚖️ ሓላፍነት
2️⃣0️⃣ ዝኮነት ጋንታ ሓላፍነት ናይ ትፈዞኣ ትወስድ።
🏆 ማዕረ ነጥቢ
2️⃣1️⃣ ⁠ክልተ ጋንታታት ብማዕረ ነጥቢ ምስ ዝዉዳኣ ዳግማይ ንዎንጫ ብምጽዋት ይፉላላያ።
🌧️ ሰናብቲ
2️⃣2️⃣ ⁠ ብዘይካ ፉሲኻ + ዒድ ኩለን ሰናብቲ ጸወታ ኣሎ።
🧹 ፅሬት ሜዳ
2️⃣3️⃣ ኣብ ናይ ሳዓት 13:00 ዝጻወታ ጋንታታት ድሳዓረት ሜዳ ተጽሪ። ነዚ ምስ ዘይተማልእ €100 ትቅጻዓ።
💰 ኽፍሊት
2️⃣4️⃣ ነፉሲ ወከፉ ዝኮነ ዓይነት መቅጻዕቲ ምስ ዝህልዎ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንት ክትከፉል ትግደድ።
💵 ግልጽነት ገንዘብ
2️⃣5️⃣ ወልሓደ ሰብ ካብዚ መመዝገቢ ገንዘብ ረብሓ የብሉን ኩሉ እቲ ገንዘብ ኣብ ሽልማት, ዳኛኑ, ኮሚተ, ሜዳ እዩ ዝውዕል።
📌 ኣገዳሲ: ኩሎም ጋንታታትን ተጻወትትን ነዞም ሕግታት ብጥንቃቀ ክኣቱዋ ይግደድ።
NahomApp player leaders

Top Scorers & Assists

ብዙሕ ሸቶ ዘመዝገቡን ብዙሕ ኣሲስት ዝገበሩን ተጻወትቲ ብቀሊሉ ንምርኣይ ዝተሰርሐ ሞባይል ፈርስት ዝርዝር።

Scorers 0 players
Assists 0 players

Top Scorers ኣመዝገብቲ ሸቶ

0 listed

No scorers yet

ብ ሕጂ ሸቶ ዘመዝገቡ ተጻወትቲ ኣብዚ ክዝርጋሕ እዩ።

Top Assists ተሓጋገዝቲ

0 listed

No assists yet

ብ ሕጂ ኣሲስት ዝገበሩ ተጻወትቲ ኣብዚ ክዝርጋሕ እዩ።

NahomApp Website Services · መስርሒ ኣገልግሎት

ሰመናዊ ግጥማት ካርዲ መዝገብ

ናይ ብጫ ወይ ቀይሕ ካርዲ

ተጸዋታይ ጋንታ ካርዲ ምኽንያት/ዕለት
No cards found.

Fixtures coming soon

ናይ ዝመጽእ ግጥማት ብሕጂ ክስራዕ እዩ

📱 NahomApp website መስርሒ ኣጎልጉሎት 📱

(ን ቤት መግብን መስተን)Restaurant Websites

  • ✅(ብ online ዝርዝር መግብታት ምስ ምስ ዋግኡ) Online Menu System
  • ✅(ናይ ቆጸራ መትሓዚ ብ online) Table Reservation
መርእዩ ናይ ኣብነት ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ ኣብነት ኣብዚ ጠውቑ

ናይ ካልእ ዝተፈላለዩ Business Websites

  • ✅ (ናይ ንብረታት መሕበሪ)Product Catalog
  • ✅(ናይ ቆጸራ መትሓዚ) Appointment Booking
መርእዩ ናይ ኣብነት ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ ኣብነት ኣብዚ ጠውቑ

ናይ እንዳ ቀምቃማይን መሻጢትን Salon Websites

  • ✅(ናይ ትሰርሕዎ መርኣዩ) Service Portfolio
  • ✅(ናይ ቆጽራ መትሓዚ) Online Booking
  • ✅(ናይ መቀምቀሚ/መመሽጢ ዋጋታት) Prices
መርእዩ ናይ ኣብነት ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ ኣብነት ኣብዚ ጠውቑ

💰 (ፍሉይ ምጉዳል ን መንእሰያት ኤርትራውያን ትካላት ዘለኩም)Special Offer for young Eritrean Businesses 💰

📞 ን ዝይዳ ሓበሬታ Contact Us Today! 📧

📌 ካባብና ናባና

Table

Club Standings

ደረጃ ጋንታታት · compact for iPhone & Android

0 Clubs
0 Played

🏆

Pl = Played W = Wins D = Draws L = Losses GD = Difference Pts = Points

Standings are not available yet

ደረጃ ጋንታታት ብሕጂ ክረአ እዩ።

NahomApp Website Services · መስርሒ ኣገልግሎት

Restaurant Websites

  • Online menu with prices
  • Table reservation
View Example

Business Websites

  • Product catalogue
  • Booking system
View Example

Salon Websites

  • Services and pricing
  • Online booking
View Example

Special offer for young Eritrean businesses

📜 Official Rules & Regulations 2026

📜 ሕግታት ጸወታ 2026

🎯 ዕላማ ናይ እዚ ሊግ

ኤርትራውያን እብ ሆላድ ኢዚ ይመስል። ካብ ዝኾነ ይኹን ፓሎቲካ ጸግዒ, ዓልት ናጻ ኮይኑ, መንእሰያትና ብስፓርታዊ ስነ ምግባር ተሃኒጾም ምስ ሕብረተሰባም ንምርካብ እዬ።

ካብዚ ወጻኢ ዝኾነ ምኽንያት ክዎህቦ ኣይግብኣን እዩ።

📋 ሕግታት ጸወታ

🚫 ኣጠቓቕማ
1️⃣ ኣብዚ ውድድር ዝከነት ዓይነት ባንዲራ ሒዝካ ምምጻእ ኣይፍቀድን።
🟨 ካርድ
2️⃣ ቀይሕ ብጫ ኣሎ: ሓደ ተጻዋታይ ብ 2 ብጫ ቀይሕ ምስ ዝወስድ 1 ጽወታ ይቅጻዕ። ብቀጥታ ቀይሕ ምስ ዝወስድ ከኣ 2 ጽወታ ይቅጻዕ።
💰 ቅጽዓት
3️⃣ ብክልተ ብጫ ቀይሕ ምስ ትወጽእ €25 ትቅጻዕ። ብቀጥታ ቀይሕ ምስ ትወጽእ €50 ትቅጻዕ።
⚠️ ምጥሓስ
4️⃣ ዝኮነ ሰብ ምስ ዳኛ ወይ ምስ ተጻወቲ ምስ ዝጻረፍ ቀይሕ ካርዲ ይወሃብ። ን ዳኛ ምስ ዝድሃርም ድማ ካብዚ ሊግ ይእለ።
👤 መዝገብ
5️⃣ ሓደ ተጻዋታይ ምስ ሓንቲ ጋንታ ጥራይ ዩ ዝጻወት።
👥 ጋንታ
6️⃣ ሓንቲ ጋንታ 26 ተጻወትቲ መዝጊባ ተረክብ።
💳 መመዝገቢ
7️⃣ ኩለን ጋንታታት መዝገቢ ይከፉላ।
⚠️ ምጥሓስ
8️⃣ ዝኮነት ጋንታ ዘየመዝገበቶ ተጻዋታይ ምስ ተጻዉት ፎርፍይት ትሳዓር።
⚽ ሕግታት ጸወታ
9️⃣ ሓደ ተጻዋታይ ናብ ወዲ ጋንትኡ ፓስ እንተ ሂብዎ ሓላዊ ልዳት ብኢድ ክሕዛ ኣይፍቀድን።
📝 ሪጎለ
🔟 ሓንቲ ጋንታ ኣብ ሞንጎ ጸወታ ሪጎለ እንተ ረኺባ ተረፍ መርዓት ኣሎ።
🔄 ምቅያር
1️⃣1️⃣ ሓንቲ ጋንታ 8 ተጻወቲ ክትቅይር ይፉቀዳ። ሓደ ተቀየሩ ዝወጸ ተጻዋታይ ደጊሙ ክኣቱ ኣይፈቀድን እዩ።
⏰ ግዜ
1️⃣2️⃣ ሓንቲ ጋንታ ልዕሊ 15 ደቂቅ ዶንግያ እንተ መጽያ ፎር ፋይት ትሳዕር።
👥 ተጻወቲ
1️⃣3️⃣ ሓንቲ ጋንታ ትሕቲ 8 ተጻወቲ ሒዛ እንተ መጽያ ፎር ፋይት ትሳዕር።
⚽ Free Kick
1️⃣4️⃣ Free kick ኣብ ዝቅላዕሉ ግዜ keeper ነጻ ንገድፎ።
🛡️ መጋህጫ
1️⃣5️⃣ ዝኾነ ተጻዋታይ ብዘይ መጋህጫ ክጻወት ኣይፍቀዶን። ነዚ ከማልእ እንተዘይከኣለ ብብጫ ካርድ ተዋሂቡ ደገ ብምውጻእ የማልእ።
⚠️ ሓጺን ጫማ
1️⃣6️⃣ ዝኾነ ተጻዋታይ ሓጺን ጫማ ጌሩ ክጻወት ኣይፉቀድን። ምስ ዘጋጥም ብቀይ ካርድ ይዉሃብ።
👕 ማልያ
1️⃣7️⃣ ⁠ ነፉሲ ወከፍ ተጻዎታይ ናቱ መለለይ ቁጽሪ ማልያ ይክደን።
👕 ጎል ድሕሪ
1️⃣8️⃣ ጎል ምስ ዘተካ ማልያ ምስ ተውጽእ ብጫ ካርድ ይዉሃብ።
👨‍⚖️ ትፈዞ
1️⃣9️⃣ ትፈዞ ካብ ሜዳ ከይወጹ ዳኛ ጸወታ ክጂምር ኣይፉቀድን።
👨‍⚖️ ሓላፍነት
2️⃣0️⃣ ዝኮነት ጋንታ ሓላፍነት ናይ ትፈዞኣ ትወስድ።
🏆 ማዕረ ነጥቢ
2️⃣1️⃣ ⁠ክልተ ጋንታታት ብማዕረ ነጥቢ ምስ ዝዉዳኣ ዳግማይ ንዎንጫ ብምጽዋት ይፉላላያ።
🌧️ ሰናብቲ
2️⃣2️⃣ ⁠ ብዘይካ ፉሲኻ + ዒድ ኩለን ሰናብቲ ጸወታ ኣሎ።
🧹 ፅሬት ሜዳ
2️⃣3️⃣ ኣብ ናይ ሳዓት 13:00 ዝጻወታ ጋንታታት ድሳዓረት ሜዳ ተጽሪ። ነዚ ምስ ዘይተማልእ €100 ትቅጻዓ።
💰 ኽፍሊት
2️⃣4️⃣ ነፉሲ ወከፉ ዝኮነ ዓይነት መቅጻዕቲ ምስ ዝህልዎ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንት ክትከፉል ትግደድ።
💵 ግልጽነት ገንዘብ
2️⃣5️⃣ ወልሓደ ሰብ ካብዚ መመዝገቢ ገንዘብ ረብሓ የብሉን ኩሉ እቲ ገንዘብ ኣብ ሽልማት, ዳኛኑ, ኮሚተ, ሜዳ እዩ ዝውዕል።
📌 ኣገዳሲ: ኩሎም ጋንታታትን ተጻወትትን ነዞም ሕግታት ብጥንቃቀ ክኣቱዋ ይግደድ።
Eritrean Cities Club League Netherlands 2026 | Football Fixtures, Standings & Scores | NahomApp NahomApp